Audio:`ቁጠባ ኤርትራ ክሳብ 10 ሚእታዊት ክዓቢ ትፅቢት ኣለዎ` ሚኒስቲር ኢንቨስትመንት’ታ ሃገር – VOA (Part-I)

 

Dr. Woldai Futur

Voice of America

Here is a VOA interview with Eritrea’s Minister of Investments, Dr. Woldai Futur, about the recent revelation by the Economist magazine of Eritrea’s expected 10-17% GDP growth on 2011.  
 
ምንስቲር ኢንቨስትመንት ኤርትራ ዶ/ር ወልዳይ ፍጡር ኤርትራ ከምኣባል መጠን ምስ ኣይ-ኤም-ኤፍ ተሓባቢራ ትሰርሕ’ያ። ንሶም ዝብልዎምን ክገብርዎ ዝደልዩን ግና ኣይንኽተልን ኢና ይብል።ዶ/ር ወልዳይ ወሲኹ ኣብ ሕርሻ ክመፅእ ዝኽእል ለውጢ ነዊሕ ዝወስድ ስለዝኾነ ብዙሓት እንተታት ክህልዎ ይኽእል እዩ።ኪኢላታት ቁጠባ – ኤርትራ ብማክሮ ኢምባላንስስ  ሮሞቕ ክትብል’ያ ዝብል ገምጋም ነይሩዎም ግን ኣይኮነን ይብል።

Click HERE to listen

 
Advertisements