VOA Interview: ዳንኤል ተኽለሃይማኖት

Africa Cycling Champion 2010

 VOA Tigrinya Program

ዳንኤል ትኽለሃይማኖት ሓደ ካብቶም ብደረጃ ኣህጉር ተወዳደርቲ ኾይኖም ንኤርትራ ኽፀውዕዋ ዝኸአሉ ስፖርተኛታት ሓደ’ዩ።

ወዲ 22-ዓመት ዝኾነ ተቀዳዳማይ ብሽክለታ ዳንኤል ትኸለሃይማኖት ኣብ ቀረባ ብዘኻየዶ ውድድር ዙር ሩዋንዳን ሻምፕዮን ኣፍሪቃን ብናይ ግዜ ብናይ ብሉፅ መንእሰይን ከምኡ’ውን ብናይ ቕፅበታዊ ውድድር ቐዳማይ ብምውፃእ ኣብ 2012 ኣብ ሎንደን ኣብ ዝካየድ ውድድር ኦሎምፒክ ኽሳተፍ ዘኽእሎ ነጥቢ ረኺቡ’ሎ።  Continue reading

Advertisements