VOA:ኤርትራ ናይ ኢጋድ ኣባልነታ: ብዝኾነ ኣካል ክግታእ ኣይኽእልን ኢሎም ኣምባሳደር ግርማ ኣስመሮም (AUDIO)

Ambassador Ghirma Asmerom

We were invited by the IGAD chief himself to participate: Amb. Girma Asmerom

VOA Tigrinya Proram,

ኣብ ቻርተር ኢጋድ ዝተጠቅሳ ክልተ ዓንቀፃት ኣባልነቱ ንዝሰረዘን ንሓዳስ ኣባልን ዝምልከት’ምበር ንኣባልነታ ብድልየታ ዘቓረፀት ኤርትራ ኣይምልከትን ኢሎም ኣምባሳደር ግርማ ኣስመሮም።

ንሶም ወሲኾም ዋና ፀሃፊ ኢጋድ ማሕቡብ ማዓሊም ናብ ምንስቲር ወፃኢ ኤርትራ ኣብ ዝላኣኾ ደብዳቤ ንኤርትራ ዝወሰደቶ ስጉምቲ ተባዕ ስጉምቲ ብምባል ከምዝናኣደን፣ ኣብ ኢጋድ ወካሊ ኤርትራ መን ከምዝኾነ ዝሓተተን ኣብ ቀፀልቲ እኼባታት ኢጋድ ንምስታፍ ዝዓደመን’ዩ ኢሎም።

ኣቶ ግርማ ኣስመሮም ወኪል ኤርትራ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ካብ ኣኼባ ኢጋድ ንክወፅእ ዝገበረት ኢትዮጵያ እያ ኢሎም’ውን ከሲሶም።

**********************

—————————-

http://www.voanews.com/MediaAssets2/tigrigna/2011_08/GIRMA_ASMEROM_IGAD_MAHBOUB_MAALIM.Mp3
If not working, click HERE to listen

 

Advertisements